Reply by Tekie Alibekit on behalf of

Daberi Forum…

 

ሰላም ዳን ሓይስ ዮሴፍ፡ (12.03.2016)   

 

ጃቢስኖ ይና ሰላመት ዳናሩዅሲ ገእስነኵንልካ። ደባኑዅ ዋኒቶ ኰዶ ሳድነኵን። ኣመራ ደኳዅል ብሊና ዓዳትሲ ቋላዅድ ኩቋለስ (ረአይሲ) ከተብረትልና አልብርሳዅ ግን። ደአም እን እንቲ ፈስራዅልና ንሽቃ አሪውድ ነበክል  (junkል) ገሞ እርግነዲን ቋልኒሉ፤ እማ ናንሱክ ወንተስግኒልካ ይና አደግኒል ብሕል ይና ይነኵን። ከብተዅዲክ እና

e-mail ኩዅ ከደማዅ ኣኸት አከድስኖ፣ ግናይራይ ወንተሳ ከተብረንልና፡ ከተብኖልካ ኣኽነት ሓበርነኵን።

 

ንዲ ኩዳሕናዲ

ተኪኤ ዓልበኪት

ብሊና ጋባ ወረና ስⶖድ